https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8549
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሞዴል መኪና እስፔር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ / Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅሪን /ቲን ናምበር/ ዝሓዙ ጥራሕ ክኮኑ ኣለዎ

3 ኣብዚ ጨረታ ብፊደልን ብኣሃዝን ኣብ ዝተፈቐደ ሰደቃ ሰንጠረዥ ክምላእ ይግባእ

4 2ተ ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ዝክእል

5 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 13/1/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ናብ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበር ነጋዶ መቐለ ዘቕርብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት