https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8538
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መኪና ስፔር ፓርት፣ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ባትሪ ፣ መኪና መጋያየፂ፣ ሕትመት፣ስራሕቲ ን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3  ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስዮን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ከቕርቡ ዝክእሉ

6 ጨረታ ዝወፀሉ ዝቃለሐሉ ዕለት 08/01/2012 ሰዓት 2፡30 ፀረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/01/2012 ሰዓት 8፡00 ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይኸዉን

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ