https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8512
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤ 1 ኤሌክትሮኒክስ 2 ዘገልገሉ ጎማታት 3 ናይ ቢሮ ኣቁሑት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 17, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 17, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 1000 ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ተትሕዙ ትክእሉ፤

2 ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ዶክመት ካብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ካብ 07/01/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/01/2012 ዓ/ም እንዳመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ፤

3 ናይ ጨረታ ዋጋ መቅረቢ ኢንስቲትዩት ካብ ዘድለዩ ቅጥዒ ወፃኢ ብካእ ደኩመንት ምቅራብ ኣይከኣልን፤

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/01/2012 ዓ/ም 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

5 ጨረታ ሰዓርቲ ካብ ዝተገልፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርትÂ ክፍሊት ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ብተወሳኪ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዝተገለፀልኩም ሰዓት ተዘይወሲድኩም መከበሪ ጨረታኩም ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን፤

6 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ መከበሪ ጨረታ ተዘይሲርኩም ዘተሓዝክምዎ መከበሪ ጨረታ ወድያዉ ይምለሰልኩም፤

7 ኢንስቲትዩትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

8 ናይ መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድዝ ብተወሳኪ ድማ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን ክህልዎ አለዎ፤

ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0344-408028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል: