https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8506
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ካብ መንገድን ትራንስፖርት ፍቃድ ዝተዋሃቦም ናይ ሞተር ሳይክል ኣሰልጠንቲ ናይ ስልጠና ግልጋሎት ክረክቡ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መንገዲ ትራንስፖርት ብቅዓት መረጋገፂ

4 ፕሮፎርማ ካብ 07-09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/01/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ