https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8498
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ አለዎም

2 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ::

3 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን / ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO :ቫት ተመዝገብቲ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 07/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ዘይምለስ 100 ብር/ ሓደ ሚእቲ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/01 /2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01 /2012 ዓ/ም ሰዓት4:30 q.ሳ ምዃኑ ንገልፅ::

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል