https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8481
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ኣብ ናይ ፋይናንስ ሳብላየር ዝርዝርበ ዝተመዝገብኩም

3  ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም

4 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 6000 ብር ከተትሕዙ እትክእሉ

5 እቲ ኣቅሓ ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጠ 10 መዓልትታት ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርቡን ንቀዋሚ ንብረትን ሕትመትን ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ተቅርቡ

6  ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእለ

7  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2012 ክትወስዱ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፋት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 45 50 00 11 09 14 41 19 92