https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8466
ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ኮድ 4-0112 ሞዴል 105 ኮብራ ናይ መኪና ኣቅሓ ንምግዝኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::