https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8458
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፡ስፖርት ኣቁሑ ፣ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂጨረታ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ፣ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገበሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂን ሕጋዊ ማሕተም ፖስታን ጨረታሰነድን ገይሩ ዘቕርብ ትክእል

2 ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ምግዛእ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋፀ ቸክ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ናይ ፅሬት ኣቁሑት 3000 ብር ናይ ስፖርት ኣቁሑት 3000ብር ናይ ሕትመት ግልጋሎት 3000 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 05/01/2012ክሳብ 19/01/2012 ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/01/2012 ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/01/2012 ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ 03 44 41 79 10 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል