https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8446
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና fuse box & front clinder and key set rh door ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዝደለየ ንወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረበባይነትን ከቅርብ ዝክእል

1 ኣብ ኮሌጅና ዉሽጢ ካፍተርያ ሻሂ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ሕዘም ዓመታዊ ዉዕሊ ክወዳደር ስለ ዝደለየንተወዳደርቲ ይዕድም

2 ጨረታ መኸበሪ ብር 300 ሰለሰስተ ሚኢቲ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 05/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55