https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8433
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሓፍቲ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን መካይንን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዘሐደስኩም

2 ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ን ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ዘለኩም

4 መለለይ ቁፀሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

6  መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተወሃቦ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዓይኒ ዋና ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 6/01/2012ዓ/ም ካብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም  ምዉሳድ ይካኣል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 1/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 09 14 76 34 52 09 14 76 32 74 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል