https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8432
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:40
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብዝገበርኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

3  መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ  ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

4 መኸበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ ኣቁሑ ን መሳርሒ ፅሕፈትን 3000.00 ብር ንኣቁሐት ፅሬትን 500.00 ቅርሺ ሕትመትን 1000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 40 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ይክፈት

7 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-17-37/03 44 40 01 58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል