https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/843
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቀለብ እንስሳን ፡መሳርሕታት ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዝተመዝገበን ፣መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎ፣ መቅረባይነቱ ዘሐደሰን
  2. ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነን ፀብፃብ ከቅርብ ዝክእልን
  3. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 23 ጥቅምቲ 2008 ዓም ክሳብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ይከዉን
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ 8 ሕዳር 2008 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4 ፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 8 ሕዳር 2008 ዓም  ሰዓት 4፡ 30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን
  5. መክበሪ ጨረታ 5,000 ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከተሕዝ ዝክእል
  6. ሰነድ ጨረታ መሸጢ 50 ቅርሺ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0346640172 ወይድማ  0344640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል