https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8426
ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ማሕተም ዝዓረፎ ዝተዓሸገ ፖስታ

2 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ከቕርብ ዝክእል

4 ቫት ረጅስተር ዝኮነ

5 ተጨራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ምም/ር ቁፅሪ 48 ምዉሳድ ይካኣል

6 ናይ መቅረባይነት ብቅዓት መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000.00 ብስፒአ ኣብ ኩነታት ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ  ዕለት 02/01/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 16/01/2012ዓ/ም መዕፀዊ ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ሆስፒታል ስቶር ንብረት ኣታዊ ይገብር

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 21/0914008094/0914486195