https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8404
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ክትዕድግ ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ስራሕ ዓመት ንግዲ ፈቓድ ዘሐደሱን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን

2 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 6/13/2011 ዓ/ም እስካብ 9/1/2012 ዓ/ም ይኸዉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 9/1/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 9/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝክፈት ይኸዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ