https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8391
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

2 ናይ መቕረባይነት ፣ቫት ቲኦቲ ፣ቲን ተመዝጋቢ ምኻንኹም ናይ ተመዝጋባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክክዉን ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ  ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 04/13/2011 ዓ/ም ክሳብ 02/13/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 9፡00 ይከዉን

ንተወሳኺ ሓበሬታ - 03 44 41 85 56 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል