https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8379
ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእኸላይ ሻንጣን ምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ 6, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ክሳብ 06/13/2011 ዓ/ም  ሰዓት በዚ ተመሳሳሊ ዕለት 06/13/2011 ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር  መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ