https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8369
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ከ/መቐለ፣ ናይ መኪና ሕፅበት ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት፣ደረቅ ብስኩት ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ደኣንት ሰርትፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ሓምለ ወርሒ 2011ዓ/ም ቫት ዲክልረሽንን ከቅርብ

2 ንካልኦት ጨረታታት ግን  ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2011/12ዓ/ም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 1/13/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምኽፋለ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ ናይ መኪና ክራይ 10000፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና 5000.00 ብር ፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ፅገና 5000.00 ብር ፣ ካፍተርያ ኣቅርቦት 5000.00 ብር፣ ናይ ማካይን ሕፅበት ላቫጆ 5000.00 ብር ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት 5000.00 ፣ ደረቅ ብስኩት 15000.00 ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ  

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል