https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8364
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን፣ ኣቁሑት ኤሌትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሕትመት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ ካብ 1/13/2011ዓ/ም ክሳብ 15/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ 2011ዓ/ም  ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣ ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2  ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለኩም

4 ንሓደ ነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዓብይ ዓዲ ሆስፒታል ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

6 ጨረታ  ዕለት 15/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

8 ካብ ዝተቀመጠ ዝርዝር ወፃኢ ምሕታት ኣፍቀድን፡

9 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

10 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

11 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡