https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8342
ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ምግብን መስተን ፣ ሕተመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣

2 ወረቀት ምስክር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዘወራረዱሉ መረዳእታ

3  መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም    ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም 10/01/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዝርከቡ ይምረፅ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

8  ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 75 21 79