https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8340
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን ፣ መቅረባይነት መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅርን ቲን ናምበር ዝሓዙ ጥራሕ

3 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ዕለት 30/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ኣታዊ ይግበር

4 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 461034/460109 /0914-4774810 ምድዋል ይከኣል::