https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8330
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ቫት ተመዝጋቢን ዝኾኑ

4 ናይ መቅረባይት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 1000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 29/12/2011 ክሳብ 04/13/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ብናይ ባዕሎም ቅጥዒ ቴክኒካል ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9 እቲ ጨረታ 04/13/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤