https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/833
ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

  1. ናይ 2007 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
  2. ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዮ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 8 ሕዳር 2008 ዓ∙ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሊጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ከምትክእሉ ይሕብር
  3. እቲ ጨረታ ዕለት 8 ሕዳር 2008 ዓም ልክዕ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ   ብቁፅሪ ስልኪ  0344460062  ወይድማ 0344460065 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል