https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8302
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 28/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 1/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ