https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8291
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና እሰፔር ፓርት ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘቕርቡ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም

8 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 ይከዉን

9 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡30

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ