https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8285
ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ንናይ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ጣንቓ ኣበርገ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ኣለዎም

2 ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ብመምርሒ መሰረት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ ዘኽእሉ

4 በቲ መስመር ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ዶክሜንት ዋጋ ዘይምለስ ብር 50.00ብምኽፋል ካብ ቤት ዕዮና ክተወስዱ ትኽእሉ ኮይኑ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዐት 5፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝክፈት እንትከዉን ሰዓርቲ ሰዓርነቶም ምስተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስሩን

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር

7 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 22 00 72 ወይ ብኣካል ምሕታት ይካኣል