https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8275
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ንቤት ፅሕፈትና ዘገልግሊ ሎት1 ካፍተርያ ሎት2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

2  ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገብርኩምሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንነፍሰወከፍ 5000.00ቅርሺ ከተቕርቡ እትክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂኢኩም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 27/12/2011 ክሳብ 05/1/2012ዓ/ም

8 ጨረታ 05/1/2012ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70 /03 42 41 01 17  ደዊልካ ምሕታት ይካአል