https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8271
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ግራፊክስ ዲዛይን/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዕደጋ ክፍሊ ይክፈት

4 ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ መዓልቲ ይከዉን

 5 እዚ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ፕሮፎርማ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል