https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8259
ንወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል፣ ኣናእሽቲ ኣቁሑት፣ ፅሬት ኣቁሑትን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ብዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን ናይ መቕረባየነት ዘለኩም

2 ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ/ም ዲክለሽን ክቅርብ ዝኽእሉ ኣናእሽቲ ኣቁሑት ብዝምልከት ትሐቲ ቫት ዘለዎ ንግዲ ፍቃድ ይምልክቶም

3 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ጨረታ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይመለስ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ዕደጋ ፋይናንስን ብምዉሳድ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ ብምእሻግ ናየ ተጫራቲ ሽምን ፌርማን ማህተምን ብምቅራብ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክፍሊ ቁፅሪ 1 ምእታዉ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 09/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ሞኮኒ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝኽአል  ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቕላላ ዋጋ ብር 10 ሚኢታዊት መኸበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ብገንዘብ ከትሕዝ ዝኽአል

7  እቲ ንብረት ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ኣታዊ ይግበርን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርቡ

8 እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 02 53 /09 52 68 55 80 ይደዉሉ