https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8257
ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ቀለብ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2011/2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 2912/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 29/12/2011 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል