https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8254
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 ሕትመት ፣ 3ኤሌክትሪክ ፣4ኤሌክትሮኒክስ ፣5ናይ መኪናን ጀነሬተርን መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 ክዳን ደንቢ፣ 7መሳርሒ ፅሕፈት፣ 8ጣፍን ጥረምረን፣ 9በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ ካልኦትን ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በዘይካ 8ን 9ን ቫት ዘይሓትት ኮይኑ ዝተረፉ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ

2 ናይ 2011ዓ/ም ግበሪ ዝከፈልኩምን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን

3 በቲ ዘርፈ መለለይ ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳአታን ዘለኩም

4 በዘይካ 8ን 9ን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

5 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኮይኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ  ፖስታ ብዝተዓሸገ ይቀርብ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 28/12/2011ዓ/ም ክሳብ 5/1/2012 ሰዓት 4፡00 ዘሎ  ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ 33 ዘይምለስ 50፡00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ መኸበሪ ጨረታ 4000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ 5/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን ኣብ ዘየለዉሉ ሰዓት 5፡00 ይክፈት

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 00 59 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል