https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/825
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 7770028  ወይንድማ ፋክስ  034 7770550