https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8247
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፎቶ ኮፒ ምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ግራፊክስ ዲዛይን/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተመን፣ ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 23/12/2011 ክሳብ 28/12/2011 ሰዓት  8፡30 ክትቀርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/12/2011 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

6 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 65 70 ሓድሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ትግራይ