https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8246
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሰርቢስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ኮስታር፣ ሚኒባስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ዓመታዊ ምርመራ መኪና ዝገበረ

4 ሳልሳይ ወገን ኢንሽራንስ ዘማለአ

5 ድሕንነት ቀበቶ ዘለዎ ቅድሚያ ንህብ

6 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብር ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

7  ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 23/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/13/2011ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 4፡30 ይክፈት

9 ኣታ ተሽከርካሪት እትፅዕኖ በዝሒ ተሳፈርቲ ዝገልፅ ደብዳቤ ወይ ማስረጃ ከቕርብ ይግባእ

10 ሰነድ ጨረታ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

11 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38