https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8240
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣይሲቲን ፣ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ፣ መለዋወጢ አቁሑ መስመር ማይ ቡንባን ፣መስመር ኤሌክትሪክን ፣ ኣቁሑት ፅሬትን መሳርሒ ህንፃን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ዕድቂ ስፖርት ፣ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ንግዲ ፍቃድ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ዝኮንኩም ንጨረታ ዝጠቅሙ ኩሉ ብምሓዝ ክትወዳደሩ ንዕድም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓድዋ ክፍሊ ዕደጋ ብምዉሳድ ሰነድ ጨረታኩም ብፖስታ ብምዕሻግ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ክሳብ 7/01/2012ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ  ከልኦት ዝተሓተቱ ኣቁሑታት ክሳብ 8/1/2012ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓት ዝዕፀወሉ ዕለት 8/1/2012ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁ/ስ 03 47 71 35 65 /09 23 30 33 67 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል