https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8239
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2011/12 ዓ/ም ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከታሕዝ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 16/12/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011 ዓ/ም ኮይን፤ ሰዓት 8፡30 ብተመሳሳሊ ዕለት ይዕፆ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድማ ይክፈት

4መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ክክዉን አለዎ

5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እናከፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል ፤

6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ፤

7 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347-712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤