https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8222
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንመባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 3, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ስራሕ

2 መለለይ ቋፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ

4  ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መቅረባይነት ዘሐደሱ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

7 እቲ ሰዓራይ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ን እቲ ንብረት ኣብ 15 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዘከእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

9 ሰነድ ጨረታ መግዚኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሞኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይኮዉን

10 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ 5000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ

11 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 21/12/2011ዓ/ም ክሳብ 03/ 1/2012ዓ/ም እዩ

12 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 03/ 1/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00  ይከዉን

13 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/ 1/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 64 06 89/09 23 30 26 58/09 20 24 81 22 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል