https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8218
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

 2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም

 3  ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ

 5  እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/12/2011ዓ/ም ክሳብ 23/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡፡