https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8199
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ወንበር ጠረዼዛን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ላቫጆ መኪናን ፎቶ ኮፒ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ motአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 20/12/2011 ክሳብ 22/12/2011 ክዉሰድ ይክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 22/12/2011 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እቲ ፕሮፎረማ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእለ እዩ

7 ሰዓራይ እቲ ዝቀርብ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛ ምካኑ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714