https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8198
ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዘኽእል

2  ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃብትን ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3  ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፊኬት ተን ናምበር ዘቅርቡ

4  ተወዳደርቲ ኣብዝመልእዎ ፕሮፎርማ ፣ማሕተም፣ፊርማ፣ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ምስ ስ.ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርቡ ዝኽእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ 20/12/2011ዓ/ም -23/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-406577 ወይ ብኣካል ናብ ቢሮ ቁፅሪ 205 ምምፃእ ይከኣል።