https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8183
ኮርፓሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ZNA ዝዓይነተን ሞዴል 1033 UBX ዝኮና መካይን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኒሳን (ZNA ሞዴል 1033 UBX)

10000 ሰርቪስ

ቁፅሪ

01

2

ኒሳን (ZNA ሞዴል 1033 UBX)

5000 ሰርቪስ

ቁፅሪ

02

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ  

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ  ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል