https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8171
ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት :ሕተመት : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ግልጋሎት ብጨረታ ክገዝእ /ከስርሕ ይዲ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገቡን ኣብ ሓዱሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ ንመኪና መለዋወጢ 10000 ንሕተመት ብር 500 ንፅገና ኤሌክትሮኒክስ 3000 ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሆስፒታል መቀለ የረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዓሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎ ማህተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ጨረታ ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቐባለነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 16/12/2011 ዓም ጀሚሩ ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 30/12/2011 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶምመኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

 10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046