https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8124
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናዉቲ ፕሮፎርማ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ

4 ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቕርብ

5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 13/12/2011 ክሳብ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 03፡30 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዕለት 15/12/2011ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት

8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል