https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8103
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ን/ት/ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክተሮኒክስ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተ.ቁ ዓይነት ንብረት መፍለዩ መለክዒ በዝሒ

1 ናይ ፋርጎ ቀለም ሪቫን 045200 ቁፅሪ 6

2 ናይ ፋርጎ ቀለም ላምነሽን ዘለዎ ኦርቨቲ 082603 ቁፅሪ 12

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 10/12/2011 ክሳብ ዕለት 14/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ናይ መቅረባይነት ደኣንት ሰርትፊኬት ዘለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

5 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757