https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8089
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሓዊ ዲክለር ዝገበሩን ኣታሓሒዞ ከቕቡ ዝኽእልን

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣታሓዙ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ መቕረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ኣታሓዞ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርቡ ዘክእሉ

5 ጨረታ መኸበሪ  5000.00 ብስፒኦ  ምስ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣታሓሒዞ ከቕርቡ ኣለዎም

6 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ 50.00 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማሕተም ፌርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ ካብ ዕለት 09/12/2044 ክሳብ ዕለት 23/12/2011 ሰዓት 8፡00 ቐትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ መስርያ ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ዝኽእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

7 ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተማልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ