https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8078
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ቱቦን መገጣጠሚን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ናዉቲ ኤሌክትሮ መካኒካል ፣ ናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011ን 2012/ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘቅርቡ፤

3 ምዝጉባት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ፤ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም፤ ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም  ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳአታ

 4 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 መክበሪ ጨረታ  ኣፍልጦ ካብ ዝተውሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ንትቦን መጋጣጠምን ንኮምፐተርን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን 5000.00 ብር ንናዉቲ ኤሌክትሮ መካኒካል ከምኡ ዉን ንናዉቲ ቢሮ 3000.00  ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተነገሮም ኣብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስሩ ዝክእሉ፤

7 ሰነደ ጨረታ ኣታዊ ዘዝግበረሉ ቦታ ወረዳ ጉለ መከዳ ቤትፅሕፈት ኣጎልገሎት ቀረበ መሰተ ማይን  ከተማ ፋፂ ይከዉን

8 ጨረታ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለዉዎ ኣብ ቤት  ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ዝክፈት ይከዉን፡፡

8 ዘእትዉዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ድርጀቶም ማህተምን ፊርማን ብዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ፡፡

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት በናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ከተማ ፋፂ ዘቅርቡ ምካኖም  

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

11 ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220/ 0914765388 / 0914777483 ይጠይቁ