https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8071
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ፋይናንስን 1 ዝተኣከበ ዕንፀይቲ 2 ዝተቆራረፀ ቆርቆሮን ቴንዲኖን 3 ቁርፅራፅ ትቦ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ንዝተኣከበ ዕንፀይቲ ዝወዳደሩ ናይ ዕንፀይቲ ኣቅርቦት ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ፣ መፍለይ ቑፅሪ ቲን ዘለዎም ፣ መረዳእታ ኮፒ ዘቕርቡ

2 ቴንዲኖ ዝተቃራረፀ ቆርቆሮን ዝወዳደሩ ተጫረቲ በዚ ዘርፊ ዝተስማረዉ ምካኖም ዝገልፅ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት፣ መፍለይ ቁፅሪ

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

-ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20.00 ካብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ካብ ዕለት 08/12/2011ዓ/ም ክሳብ 22/12/2011ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

2 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ዕለትን ሰዓትን

-ጨረታ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

  3 ጨረታ ሰዓርቲ ዝኮኑ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሒሳብ ከፊሎም ናይ ባዕሎም ሚዛን ሒዞም ብምመፃእ እናመዘኑ ዝወስዱ ይከዉን

       4 ኣካዳሚና ካብ ዝዕድጎም ኣቁሑት ከም ኣድላይነቶም 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

       5 ኣካዳሚና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ