https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8070
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ በጀት ዓመት 2012 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ መኪና ፣ ሞተርሳይክልን ጀነሬተርን እስፔር ፓርትን 2 ፒክ ኣፕ ዳፕል ጋቢና ክራይ ክካረ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1/ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2  በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 9/12/2011 ክሳብ 23/12/2011 ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ኣድራሻና - ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44- 40 73 35 ምርካብ ይካኣል