https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8061
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ኣቁሑት ፣ ሕትመት ፣ ባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1  ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም  

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 ኣብ ዝርዝር መቕረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፍ ኣለዎ

5  መቕረብቲ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80  ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል