https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8056
ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን ቲን ቁፅሮምን ኮፒ ሰነድ ዘቅርቡ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብሲፒኦ ከቕርቡ ይግባእ

3 እቲ ሕትመት ንምቅፃል ሓደ ኮፒ ሰሪሖም ከቕቡ ኣለዎም ድሕሪ ስምምዕነት ሙሉእ ሕትመት ይቅፅል

4 ተጫረቲ ዝሰርሕሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተማሊኡ ካብ ዕለት 07/12/2011ዓ/ም ክሳብ 16/12/2011 ሰዓት 10፡00 ጥራሕ ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቕ የእትዉ

5 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 3፡00 ይከዉን

6 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምኻኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከም ዝኮነ ይቁፀር

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና - መቐለ ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት ሆቴል መነን