https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8038
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ዝዉዕል ንኮድ LAN 25 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ .4-01278 ኣባዱላ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንከተእትዉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

Timing belt

13568-59106

ቁፅሪ

01

2

Cam shaft

13501-54090

ቁፅሪ

01

3

Intake value

13711-54030

ቁፅሪ

04

4

Exhaust valve

13715-54050

ቁፅሪ

04

5

Seal (for valve stem oil)

90913-02117

ቁፅሪ

08

6

 Bush intake valve guide

11122-54020

ቁፅሪ

04

7

Bush exhaust valve guide

11122-54020

ቁፅሪ

04

8

postish

ቁፅሪ

01

 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

4  ናይ መቅረባይነት ሽምን ኣድራሻን

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011 ዓ/ም ሰዓትነ 2፡30 ክሳብ ዕለት 9/12/2011ዓ/ም  3፡00 ተዓፅዩ 3፡30 ይክፈት

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል